MyGuichet & online services in Luxembourg (in Tigrinya) / MyGuichet & Co : ድጅታላዊ ኣገልግሎታት ኣብ ላክሰምበርግ (በትግርኛ ቋንቋ):

MyGuichet & online services in Luxembourg: Digital Citizenship in Luxembourg

MyGuichet & online services in Luxembourg (in Tigrinya)

MyGuichet & Co : ድጅታላዊ ኣገልግሎታት ኣብ ላክሰምበርግ (በትግርኛ ቋንቋ):

The main objective of the course is to understand how to safely access online information and services as part of one’s day-to-day life in Luxembourg. We cover many topics including accessing government services online with MyGuichet.lu (via LuxTrust, for example), using websites and apps for mobility, banking, and health, and finding local information online.

እዚ ኮርስ እዚ ነቲ ኣብ ላክሰምበርግ ንመዓልታዊ ህይወትና ዘገድስና ናይ ኢንተርነት ኣገልግሎታት ብኸመይ ከም እንጥቀመሉ ዝሕግዝ ኮይኑ። ቀንዲ ዕላማ እዚ ኮርስ እዚ ድማ ተሳተፍቲ ነቲ ኣብ ላክሰምበርግ ኣብ መዓልታዊ ህይወቶም ብኢንተርነት ኣቢሎም ዚረኽብዎ ሓበሬታታትን ኣገልግሎታትን ብኸመይ ከም ዝጥቀምሉ ዘረድእ እዩ። ብኢንተርነት ኣቢልካ ኣገልግሎት መንግስቲ ንኣብነት MyGuichet.lu (ብ Lux Trust ኣቢልካ ንጉዳይ ባንክን online banking፡  ጥዕናን health፡  ካልእ ብዙሕን) ዝሽፍን ኮይኑ ብወብ ሳይት ይኹን ኣፕሊኬሽን ብምጥቃም ኩሉ ዜቤታዊ ሓበሬታ ብኢንተርነት ንምርካብ ዜጠቓልል ሓያሎ ጕዳያት ዝድህሲስ እዩ።

Durée du cours : 4 sessions de 3h

ንውሓት ስልጠና ፦4 ግዜ, ሰዓታት ስልጠና ድማ 3h

MyGuichet & online services in Luxembourg (in Tigrinya) / MyGuichet & Co : ድጅታላዊ ኣገልግሎታት ኣብ ላክሰምበርግ (በትግርኛ ቋንቋ):

34) 06.06, 13.06, 20.06, & 27.06.2024; 09:30-12:30

35) 03.09, 04.09, 05.09, & 06.09.2024; 14:00-17:00

36) 28.11, 05.12, 12.12, & 19.12.2024; 14:00-17:00

ምዝገባ ፣

ንተሳትፎ ን ዝመርጽኩሞ/ክንኦ ስልጠና ናብዚ ስዒቡ ዘሎ ኢ-መይል : registration@digital-inclusion.lu ምስዚ ዚስዕብ ሓበሬታ ብምልኣኽ ቦታኹም ኣውሕሱ/ሳ፣

  • ምሉእ ሽም ፣
  • ቍጽሪ ማሕበራዊ ድሕንነት ወይ CNS ፣
  • ኣርእስቲ ኮርስ ኣብ ርእሰ ነገር ማለት subject ።

ኵሉ እቲ ኣብ ድጂታል ኢንክሉዥን ዚወሃብ ስልተናታት ብናጻ  ኮይኑ ን18 ዓመት ሎሊኡን ዝዕድሚኦም በጽሕታት ጥራይ ከኣ እዩ።


This class is available in the following languages:

እዚ ስልጠና  እዚ ብዝተፈላለየ ቋንቋታት እዩ ዝወሃብ።

English, Arabic – العربية, French – français, Luxembourgish – Lëtzebuergesch, Persian – پارسی,
Portuguese – português, Serbo-Croatian, Spanish – español, Tigrinya – ቋንቋ ትግርኛ, Ukrainian – українська мова