1 ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ንኹሉ ሰብ ተበፃሒ ምግባር
- ዲጂታላዊ ርክብ ምርካብ
- ቴክኒካዊ መሳርሒታት ምርካብ
- ዲጂታላዊ ትምህርቲ ምድንፋዕ
2 ብዲጂታል ቴክኖሎጂ ማሕበራዊ ምትእትታው ምድንፋዕ
- ኣብ ዙርያ ቴክኖሎጂ ኣብ መንጎ ደቂ ዓድን ሓደስቲ መጻእትን ዝግበር ፈጠራዊ ንጥፈታት
- ብኮምፒተር ዝተሓገዘ ትምህርቲ ዝኸውን መድረኽ ምምስራት
3 ንኣከባቢ ዝኸውን ስጉምቲ ምውሳድ
- re-use & repair ዝተለገሱ ዲጂታላዊ መሳርሒታት