ንመዓስከራት ብቐጥታ (ዝጥቀም) ናይ ኮምፒተር ንብረት ነቕርብ፣ እቲ ቅድመ ኩነት እቲ ንብረት ኣብ ናይ ሓባር ክፍልታት ክውዕል እዩ (እዚ ምቕራብ ንውልቀሰባት ኣይኮነን)።
ክንህብ ንኽእል ኢና፤
- ኣብቲ መዓስከር ንዝርከብ ህዝባዊ ክፍሊ ዝኸውን ናይ ዴስክቶፕ ኮምፒዩተራት (aka cybercafé)
- መሕተሚታት፡ ፕሮጀክተራት፡ መጉልሒ ድምጺ
- Wifi-Extenders: ምስቲ ዝጸንሐ ናይ ኢንተርነት ራውተርካ ዝተኣሳሰሩ መሳርሒታት፣ ኣብቲ ብራውተርካ ዘይበጽሖ ክፋላት ናይቲ ህንጻ Wifi ንምሃብ
እዚ ኩሉ ኣገልግሎታት ብነጻ እዩ፣ ብሰራሕተኛታት እቲ መዓስከር ብመንገዲ ናትና ምሕታት የድሊ ናይ ርክብ ኣድራሻ።