2nd steps with computers (in Tigrinya) / 2ይ ስጕምቲ ኣብ ኣጠቓቕማ ኮምፕዩተር

2nd steps with computers: Digital Autonomy

2nd steps with computers (in Tigrinya)

2ይ ስጕምቲ ኣብ ኣጠቓቕማ ኮምፕዩተር

In this class you learn how to use the many advantages of a computer (compared to a smartphone), including the organization of your data, writing letters like a pro using AI tools, video conferencing, online messaging, cloud services, and creating a good CV. The sessions include practical examples that will make your life in Luxembourg easier. We also recommend this course for parents who have their children in the Luxembourgish public school system.

ኣብዚ ስልጠና እዚ ኮምፕዩተር ዘለዎ ብዙሕ ብልጫታትን ጥቕምታትን ብኸመይ ከም እንጥቀመሉ ንመሃር። (እዚ ከኣ ምስ ስማርትፎን ዎይ ሞባይላትና ብምንጺጻር እዩ) ገለ ኻብዚ ኸኣ ከም ምውዳድ ሓበሬታን  ደብዳበታት ምጽሓፍን ከም መስርሕ ብኢንተርነት ዚግበር ኮንፈረንስን ዝለኣኽ መልእኽትታትን ከምኡ ውን ኣገልግሎታት ክላውድ ዝኣመሰሉን ስራሕ ንምርካብ እነዳልዎ ሲቪ ምድላውን ካልእን ኪጥቀስ ይኽእል። ኣዚ ስልጠና ከኣ ንናብራ ሂወት ኣብ ላክሰምበርግ  ዝቐለለ ዚገብሮ ግብራዊ ኣብነታት ዝሓዘ እዩ ። ምስ እዚ ኩሉ ኸኣ ንወለዲ ኣብ ናይ ህዝቢ ቤት ትምህርቲ ደቆም ክሕግዚሉ ብዝኽእሉ መንገዲ ዝተዋደደ ኢዩ ። 

Durée du cours : 4 sessions de 2h

ንውሓት ስልጠና ፦4 ግዜ, ሰዓታት ስልጠና ድማ 2h

2nd steps with computers (in Tigrinya) / 2ይ ስጕምቲ ኣብ ኣጠቓቕማ ኮምፕዩተር (በትግርኛ ቋንቋ):

31) 12.02, 13.02, 14.02, & 15.02.2024; 14:00-17:00

32) 27.08, 28.08, 29.08, & 30.08.2024; 14:00-17:00

33) 22.10, 23.10, 24.10, & 25.10.2024; 14:00-17:00

ምዝገባ ፣

ንተሳትፎ ን ዝመርጽኩሞ/ክንኦ ስልጠና ናብዚ ስዒቡ ዘሎ ኢ-መይል : registration@digital-inclusion.lu ምስዚ ዚስዕብ ሓበሬታ ብምልኣኽ ቦታኹም ኣውሕሱ/ሳ፣

  • ምሉእ ሽም ፣
  • ቍጽሪ ማሕበራዊ ድሕንነት ወይ CNS ፣
  • ኣርእስቲ ኮርስ ኣብ ርእሰ ነገር ማለት subject ።

ኵሉ እቲ ኣብ ድጂታል ኢንክሉዥን ዚወሃብ ስልተናታት ብናጻ  ኮይኑ ን18 ዓመት ሎሊኡን ዝዕድሚኦም በጽሕታት ጥራይ ከኣ እዩ።


This class is available in the following languages:

እዚ ስልጠና  እዚ ብዝተፈላለየ ቋንቋታት እዩ ዝወሃብ።

English, Arabic – العربية, French – français, Luxembourgish – Lëtzebuergesch, Persian – پارسی,
Portuguese – português, Serbo-Croatian, Spanish – español, Tigrinya – ቋንቋ ትግርኛ, Ukrainian – українська мова